- ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 26 ታሕሳስ 2008 ዓም ክሳብ 11 ጥሪ 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
- ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
- ናይ ወርሒ ሕዳር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
- መክበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
- ሳንዱቅ ጨረታ 11 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምድንጋር ዝፍትን ተወዳዳሪ ብሕጊ ተሓታቲ ከምዝከዉን ክፈልጥ አለዎ
- ኣብ ግዘ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነ ብፅሑፍ ምሕታት ይከኣል እዩ
- እቲ ሰነደ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ናይ ተጫራታይ ማሕተምን ፊርማን እንተዘይዓሪፍዎ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ
- ሰነድ ጨረታ ዋና ምስ ቅዳሕ ኣብ ክልተ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም
- እዚ ዋጋ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/ 0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs