https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1100
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  1. ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 26 ታሕሳስ 2008 ዓም ክሳብ 11 ጥሪ 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
  2.  ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
  3.  መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ  ዝክእል
  4.  ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
  5.  ናይ ወርሒ ሕዳር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  6.  መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
  7.  መክበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  8.  ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
  9.  ሳንዱቅ ጨረታ 11 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  10.  ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምድንጋር ዝፍትን ተወዳዳሪ ብሕጊ ተሓታቲ ከምዝከዉን ክፈልጥ አለዎ
  11.  ኣብ ግዘ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነ ብፅሑፍ ምሕታት ይከኣል እዩ
  12.  እቲ ሰነደ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ናይ ተጫራታይ ማሕተምን ፊርማን እንተዘይዓሪፍዎ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ
  13.  ሰነድ ጨረታ ዋና ምስ ቅዳሕ ኣብ ክልተ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም
  14. እዚ ዋጋ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
  15. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል  ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/  0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል