1 ተጫረቲ ካብ 24/2012ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ብር ብምኽፋል ክሳብ መጋቢት 09/2012 ጨረታ ሰነድ ካብ ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ደደቢት ህንፃ መሬት ግራዉንድ ኣብ ዘሎ ክሳብ ሰዓት 6፡00 ቢሮ ቁፅሪ 4 ብምምፃእ ምግዛእ ይካኣል
2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ናይቲ ዎርክሾፕ መበገሲ ዋጋ 5% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ኣብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዙ ዝኽእል
3 እቲ ጨረታ መጋቢት 09/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት እንትኸዉን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ምክፋት ኣይተዓቀፍን
4 ናይ መሬት ሊዝ ዋጋ በቲ ናይ ሕድሕድ ከተማሊዝ ዋጋ በቢ ዓመቱ ንምክፋል ፍቃደኛ ዝኮነ
5 ኣብቲ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኮነ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒኦ ብምትሓዝ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል
6 ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ዘሸነፎም ዎርክሾፓት ኣብ 30 መዓልቲ ዉሽጢ ጠቕሊሉ ክኸፍል ኣለዎ
7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 00 82 /09 14 73 20 88/09 14 12 87 03
Backs