ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
ንዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት 10000 ቅርሺ
ንላፕቶፕ 3000 ቅርሺ
ንጀነሬተር 3000 ቅርሺ
ንማርሽ ባንድ ጁባን ስረን 3000 ቅርሺ
7. ተወዳደረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ በዕሎም መጋዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል ኣብ ተራ ቁፅሪ 4 ዝተመዝገቡ ድማ ንማርሽ ባንድ ጁባን ስረን ኣብ ዉሽጢ 2ተ ወርሒ ሰሪሖም ከቅርቡ ዝክእሉ
8. ተወዳደረቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ
9. ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ሰነድ 30.00 ብር ብምኽፋል ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 22/04/2008 ዓ/ም ክሳብ 06/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቐትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት
10. ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ ፀኒዑ ይፀንዕ
11. ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ
Backs