ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ቆራሪየት መናሃርያ ሓፁር ብደረጃ BC GC 8 ብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ  ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ፍቃድ ስራሕን ተካናታራይነት  ምዝገባ ካርድ

2 መለለየ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት  ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ፣ መቅረባይነት

3 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 33 00 78

Backs
Tender Category