ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ዲሬኔጅ መስመር ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት RC-GC ፍቓድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክትጫረቱ ይዕድም

1 ኣብ 2012ዓ/ም ብቤት ፅሕፈት ል/ደ/ኣ/ን/ት ዝተሓደሰ ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ቲን ፍቃድን ኮንስትራክሽን ዘሐደሱሉ ናይ ቫት ምዝገባ ወረቐት ምስክር ፣ ናይ ዝሓፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን መቅረባይነት ሰርተፊኬትን መረዳእታታ ካይሓዝሓ ምዉድዳር ኣይፍቀድን

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ናይ መድሕን ዉሕስና ትካል ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ 8000.00 ከቕርቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ናይ መንገዲ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተኸታታሊ መዓልቲታት ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም


5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒን ብቤት ፅሕፈት ል/ደ/ኣ/ን/ት ዝተወሃበ ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ኩሎም ፖስታታ ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅጨረታ ክሳብ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሀ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይኽእሉ

6 እቶም ጨረታታት ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ይክፈት

7 እቲ ከይዲ ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 03 80

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s