ቤት ፅሕፈት 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ 1 ሓምለ 2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ 2011ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቕስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክትገብር ስለዝደለየት ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 09:30 Afternoon
  • Accounting Related/ Auditing Related/
  • Print
  • Pdf

1 ንቤት ዕዮና ኦዲት ንምኽያድ ዘኽእል ብቅዓት ሞያ ኦዲተርነት መረጋገፂ ምስክር ወረቐት ዘለዎም ናይ 2012ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርትፊኬትን ንግዲ ፍቃድ ዘሕደሱ

2 ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ተወሳኪ እሰት ታክስ ተመዝጋ ዝኾነ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ናምበር ንካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታት

3 ሰነድ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 30 ብር ከፊሎም ምዉሳድ ይኽእሉ

4 እቲ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ዕለት 21/05/2012 ልክዕ ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 60 29

Backs
Tender Category