ቤት ፅሕፈት 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ 1 ሓምለ 2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ 2011ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቕስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክትገብር ስለዝደለየት ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 09:30 ከሰአት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ንቤት ዕዮና ኦዲት ንምኽያድ ዘኽእል ብቅዓት ሞያ ኦዲተርነት መረጋገፂ ምስክር ወረቐት ዘለዎም ናይ 2012ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርትፊኬትን ንግዲ ፍቃድ ዘሕደሱ

2 ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ተወሳኪ እሰት ታክስ ተመዝጋ ዝኾነ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ናምበር ንካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታት

3 ሰነድ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 30 ብር ከፊሎም ምዉሳድ ይኽእሉ

4 እቲ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ዕለት 21/05/2012 ልክዕ ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 60 29

መመለስ
የጨረታ ምድብ