1 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይኽለስ 100.00 ከፊሎም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ቀበሌ 04 ዝርከብ ካብ ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕስ/ማሕበር ትወስዱ ትኽእሉ ምኻንኩም
2 መኸበሪ ጨረታ ዝምለስ ብር 10000.00 ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ
3 ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ነቲ ንብረት 10+ ተከታታሊ መዓልቲ ከልዕሎ ከም ዘለዎ
4 ናይ ጨረታ ሰነድ መእተዊ ካብ 07/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/05/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
5 ድርጅትና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ 09 14 30 17 0/03 47 77 18 35
Backs