https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10190
ናይ ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾና ዘገልገላ ሓንቲ ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣይሱዙ መኪና ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 40 ዝኾነት ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 30 ዝኾነት 10+ ትሬኻራት/ዓዉዲ መኸዲ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይኽለስ 100.00 ከፊሎም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ቀበሌ 04 ዝርከብ ካብ ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕስ/ማሕበር ትወስዱ ትኽእሉ ምኻንኩም

2 መኸበሪ ጨረታ ዝምለስ ብር 10000.00 ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ

3 ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ነቲ ንብረት 10+ ተከታታሊ መዓልቲ ከልዕሎ ከም ዘለዎ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መእተዊ ካብ 07/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/05/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ድርጅትና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ 09 14 30 17 0/03 47  77 18 35