ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጽያ ሃገረ ስብከት ዓዲ ግራት ዉቅሮ ቅድስት ማርያም ኢንስቲቱዩት ኮሌጅ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዉቕሮ ዝርከብ በዓል ሓደ ደብሪ ቤት ፅሕፈትን መምሃሪ ክፍልን ዝሓዘ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ንምስራሕ ደረጃ BC/GC 5ን ልዕሊኡ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ስራሕ ተቃረፅቲ ክትጫረቱ ይዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:150,000.00
  • location: ዓዲግራት
  • Bid Document Price:400.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 04:32 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኸፈሉን ን 2012በጀት ዓመት ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽን ቁፅፅርን ምዝገባ ፍቃድን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ መቅረባይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ዝገበሩሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ቫት ምዝገባ ወረቐት ምስክር ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን ዘለዎም

5 ብር 150000.00 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝወሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ጥራይ ከቅርብ ዝክአሉ

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ህንፃ ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከቡሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 240 ተኸታታሊ መዓልቲታት ዛዚሞም ክረክቡ ኣለዎም

7 ኩሎም ተጫረቲ ክጫረቱሉ ናይ ዝደልዎ ፕሮጀክት ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/01/2020ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ካብ ቅድስት ማርያም ኮሌጅ ዉቅሮ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 18 ኣድላዩ መረዳእታ ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 400.00 ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ

8 እቶም ጨረታታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ዕለት30/01/2020ዓ/ም/ፈ  ልክዕ ሰዓት 10፡30 ቅ/ቀትሪ ይክፈት

9 እቲ ትካል እዚ ጨረታ ዘየዋፅኦ ተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

17 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430183 /09 14 37 70 58ደዊሎም ክረክቡና ይኽእሉ

Backs
Tender Category