• Home
  • Tenders
    • Latest
    • Open Bid
    • Proforma Bid
    • Tender Category
    • Tender Level
      • Local
      • Regional
      • National
      • International
    • By Company
    • List All Tenders
    • Search Tenders
  • Services
  • Pricing
  • About
  • Contact
  • FAQ
  • Registration
  • Login
Search (Ctrl+/)
    • Tigrigna
    • Amharic
  • Login

    Please sign-in to your account and start the adventure

    Forgot Password?
  1. Home
  2. Tenders
  3. Search
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተካላት ክትዋዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 13, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category: ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት / ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት

Read More
ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዘወዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቑሑት ብውሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ በቲ ቀሪቡ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊእኩም ንክትሰዱልና ንሓትት። ካብ ዕለት 26/01/2011 ዓ/ም -02/02/2011ዓ/ም ተቅርቡ ትኽእሉ።
  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 3, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 3, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት

Read More
ድርጅታችን ትግራይ ዉሃ ስራዎች ጥናት፣ ዲዛይንና ቁጥጥር ኢንተርፕራይዝ የተለየያዩ ላይሰንሰድ ሶፍት ዌር እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለዚህም ከዚህ በታች ያሉ መስፈርቶችና ግዴታዎች የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች የማይመለስ 20.00 ብር በመክፈል ድርጅታችን ያዘጋጀው የጨረታ ሰነድ ወስዳቹህ እንድትወዳደሩ ጥሪ እናቀርባለን።።
  • Posted Date: ሰኞ መስከረም 28, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 9, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 10, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category: ኮምፒተርና ተዛማች / የኮምፒተር መለዋወጫ እቃዎች / ሶፍትዌር ግዢ

Read More
ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ኣቑሑት ሕትመት፣ሳይክልን ኣናእሸተይን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 14, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መረብ ለኸ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 14, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት / ናይ ሕትመት ኣቁሑትን / ዕድጊት ሞተርሳይክል

Read More
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተራት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ቀበሌ 03 ምምሕዳር ህንፃ ፕሮጀክት ዲዛይን ስራሕቲ ኣማኽርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category: ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ

Read More
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ቤት ምኽሪ ህንፃ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማኽርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category: ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ

Read More
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን 2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ሲቲ (ኤሌክትሮኒክስ)፣ ጋርመንትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒዩተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኣውቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 15, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 15, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category: ህንፃ መሳርሒ / መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት / ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን

Read More
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንኣገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ኤሌክትሪክ፣ ሞተር ብስክሌትን፣ ናውቲ ኤሌክትሮኒከስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 12, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን / ዕድጊት ሞተርሳይክል

Read More
ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንኣገልግሎት ቤት ዕዮ ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ንመሰልጠኒ ተሃነፅቲ ዝኸውን ኣቑሑት ጣውላን ሓፂን መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 16, 2011 4:20 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 16, 2011 4:40 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category: ህንፃ መሳርሒ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት

Read More
የኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ በትግራይ ክልል ለሚገኙ የገጠርና ከተማ የመንገድ ኤጀንሲዎች ለመንገድ ጥገና የ2011 ዓ.ም በጀት የመደብ ሲሆን ከዚሁ ከተመደበው በጀት ውስጥም ለመንገድ ኤጀንሲዎች ለሚሠሩት የመንገድ ጥገና ሥራ የኮንስልታንሲ ሰርቪስ ጨረታ አጫርቶ ለመንገድ ኤጀንሲዎች እንዲያቀርቡ የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽንና መንገድ ትራንስፖርት ቢሮ ለዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር መንገድ ልማትና አስተዳደር ከኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ በተሰጠው ሙሉ ውክልና መሠረት ከዚህ በታች የተዘረዘረውን ማሟላት የሚችሉ ሁሉ በጨረታ መሳተፍ ይችላሉ።
  • Posted Date: ኣርብ መስከረም 25, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 24, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 24, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category: የምህንድስና ነክ ማማከር ኣገልግሎት

Read More
  • ‹ First
  • <
  • 154
  • 155
  • 156
  • 157
  • 158
  • 159
  • 160
  • 161
  • 162
  • 163
  • 164
  • >
  • Last ›
Browse Tenders
2013 - 2026 All Rights Reserved. Milkta.com Hand-crafted & Made with ❤️ in Mekelle
Home/ Terms/ Privacy/ FAQ/ Manual