ምልክታ ጨረታ ናይ ጨረታ ዙር ቀዳማይ ግዜ 2016 ዓም ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ናይ ጨረታ ዓይነተ ስሩዕ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ከተማ መሬት ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ቦታት ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 03:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ኣብ 2016 ዓም ካብ መደባኛ በጀት ኣብወረዱ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማና ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Goal Ethiopia an International Humanitraian Organization invites potential service providers to submit tender for the provision of Light Vehicle Rental Service for Tigray Area Office in a form long term Framework Agrrement (FWA) for a period of Three years

  • Posted Date: Monday 18th, March 2024 11:00 am (over 2 years ago)
  • Closing Date: Monday 15th, April 2024 3:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 23rd of April 2024 2:00 pm
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category Vehicle Rent/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዳኣንት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 10:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 10:30 Afternoon
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 03:31 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:01 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ጠቅላላ ሕክምና : ግልጋሎት ፍሉይ ሕክምን : ግልጋሎት ላብራቶሪ ወይ እዉን ቤተ ፈተነ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሲቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 15,100.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

The Agricultural Transformation Institute invites sealed bids from eligible and qualified bidders for the Supply and delivery of Vegetable Seeds, Office Furniture, Pesticides, Veterinary Drugs, and Tools

  • Posted Date: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ -18, 1745 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: every lot is diffrent
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ መበል 49 ዙር መደበኛ ጨረታ ከም ዘዉፀአ ዝፈለጥ ኮይኑ ንመንበሪ 107 ንትካል 18 ብድምር 125 ቦታ ብመደበኛ ጨረታ ሊዝ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብ ዕለት 5/7/2016 ዓም ከሳብ 12 /7 / 2016 ዓም ንተጫረቲ ብጨረታ ክህብ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 05:00 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 02:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መሬትን ሊዝን/