ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕደግ : ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤትፅሕፈትና ዝርከብ ካፊቴርያ : ግልጋሎት : ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 05:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/

ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘይጠቅሙን ሐደሽትን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ከምእዉን መሳርሒ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ፀፀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 10%
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑትን/ፈርኒቸራት/ ኤለክትሮኒክስን ማለት /ኮምፒተር; ላፕቶፕ ፎቶ ኮፒ ማሽን ;ፍሪጅ /ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት መጋቢት 22, 2016 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰንበት መጋቢት 22, 2016 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅ/ት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ዝውዕል ትቦን ፉቲንጋት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅ/ት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ዝውዕል ትቦን ፉቲንጋት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 100,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/