ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 12, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥሪ 12, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ከተማ ኣፅቢ ወንበርታ ን2017 በጃት ዓመት ንትካሉ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ናይ ማይ ዝርገሐ ዘገልግሎ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 22, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: ኣጉላዕ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 22, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ 30000
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ህንፃ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ክወዳደር ስዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 9, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 9, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 10, 2017 9:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 10, 2017 10:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 9, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 9, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ(ግቢ ውሽጢ) ኣብ ዘለዉ ስቶራት ዝርከቡን ግልጋሎት ዘይህቡን ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቕትን ንብረታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 23, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 23, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት መዘጋጃ ዕዳጋ ዓርቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ሞተርሳይካላትን : መሳርሒታት ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 12, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ዓርቢ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 12, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/