ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕስ ናይ ናይ መኪና መስዋወጠ/ስፔር ኣቅሑት ብምስከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜስ ወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 11:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 03:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 03:10 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ምግጣምን ፅገናን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪናን ናይ ማይ ኣቁሑትን/ሳኒተሪን/ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮነስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናይ RTR ሞተርን ማዉንቲን ሳይክልን : ቶታል ስቴሽን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 04:00 Morning
  • Bid Bond: ንናይ ቶታል ስቴሽን ምስ ኣክሰሰሪኡ 30000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒስ መሳርሒ 25000 ቅርሺ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ናይ ማዉንቴን ሳይክል 5000 ቅርሺ : ናይ RTR ሞተርን 5000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቂ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 02:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 02:31 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት : ናይ ተሽከርከርቲ ማለትን መኪናን ሞተርን ሳይክልን መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመት ስራሕቲ : መሳርሒ ህንፃ : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 15,100.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ትካል ህንፃ ዘድሊ መጋራጀ ከስርሕን ክገጥምን ስለዝደሊ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መጋረጃን ምንፃፍን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/