ዕቋርን ልቃሕን መሓዙት ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨናፍር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር/ን ኤለትሮኒክስን ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 09:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 09:30 Afternoon
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

መባእታዊ ሆስፒታል መኮኒ ንኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መድሓኒትን ዝዉዕሉ ናይ ላብራቶሪ ሪኢጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

አብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 11:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 11:31 Afternoon
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ኮፐር ዋየር ከምእዉን UPS 650 KVA ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:15 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ፅሕፈት ከተማ ዉቅሮ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:00 Morning
  • Bid Bond: ንፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ንፅሬት ኣቅሑት 3000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 03:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 03:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ትራንስፖርት ግልጋሎት/