ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይ ማካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 27, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Bid Document Price: በቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንLaptop Computer ከምእ'ውን Desktop Computer ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ጉንበት 6, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 6, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 85,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፊርትን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 26, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 26, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ጉንበት 6, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 6, 2018 4:15 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ብፕሮጀክት ቃልኪዳን ሰቆጣ ዝተረከበ ገንዘብ ንሕብረተሰብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ስጋን እንቃቆሖን ደርሁ : ኣሕምልትን ፍራምረን : ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ጉንበት 5, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 6, 2018 9:30 Morning
  • Bid Bond: ደርሁ 12000 ቅርሺ : ኣሕምልትን ፍራምረን : ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣቅሑት የብሉን
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት G+0 ህንፃ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጕልበት ስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ጉንበት 4, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 4, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 1ሚልዩን
  • Bid Document Price: 5,000.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Food items, sanitary Items, Stationery items and handcraft materials ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 22, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 23, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

Save the Children Northeast Area Office, Mekelle (NEAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of Non-food Items (NFI).

  • Posted Date: Tuesday 28th, April 2026 12:00 pm (about 1 month ago)
  • Closing Date: Monday 11th, May 2026 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 11th of May 2026 10:30 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Home Appliance/ Cleaning & Janitorial Equipments/ Stationery Supplies/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ናይ ውጉኣት ተጋደልቲ ፅሬት መናፀሂ ክዕደግ ንደሊ ።

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/