ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2008 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሎት 2 ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ካብ ሕብረተሰብ ኣታዊ ዝገበሮ ገንዘብ መቀመጢ ተምሃሮ ዴስክ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ በዚ ስዒቡ ዘሎ ረቋሕታት ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዳንሻ
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ቸክዳም ዳቨርሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 27, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: የካቲት 27, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሑ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣስገለ ፅምብላ
  • Bid Opening Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መስተ ዝርጋሐ ጋርድ ሃዉስን ታነከር ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ከጫርት ስለዝደለ ሕጋዉያን ነጋዶ እቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: የካቲት 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 12,000.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረሩ ከምትኽእሉ ነፍልጥ::

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል ኮረም ንሆስፒታል ዘድልዩ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምና፣ ኣንሶላ ኮቦርታ ፣ንምግብነት ዘድልዩ ኣትክልቲ በቢ ዝምልከቶ ዘርፊ ዓዉዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 5, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: የካቲት 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/