ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ መለዋወጢ አቁሑት ፕላዝማ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 30, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 29, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኬሚካል ን 2008 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮን ገዛን መላት ዉን ፈርኒቸር :ስፔር ፓርት : ኮምፒተር ላፕቶፕ ፋክስ ማሽን :ህንፃ መሳርሒ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደለየ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 30, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝዉዕላ ሞተር ሳይክላት ከምኡዉን ንወረድኡ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ወልቃይት
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

የግዥዉ ዓይነት የጭነት መኪና ኪራይ አገልግሎት ግዥ

  • Posted Date: ሮብ የካቲት 16, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒኢ ጂኣይ ትቦ መገጣጠሚ ክሎሪን ከምኡዉን ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: የካቲት 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ኤለክትሮኒክስን ፣ፈርኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና፣ መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ኮምፒተራት፣ ናይ ሕርሻ ዘርኢ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/