ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ስራሕቲ ናዉቲ ማለት እዉን ተገጣጠምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፡ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2008 በጀት ዓመት ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቑሑትን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ አቁሑት : ናይ ምርምርን ግብርናን መሳርሒ አቁሑት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ጥቅምቲ 28, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 27, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ማለት 8 ላፕቶፕ ኮምፒተር ትገዝእ ትደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 27, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

2nd time INVITATION TO BID FOR THE Construction of Dry latrine blocks

  • Posted Date: Saturday 07th, November 2015 12:00 am (over 10 years ago)
  • Closing Date: Monday 16th, November 2015 12:00 am (closed)
  • Location: Raya Azebo
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ሞተር ዘይትን ግሪስን ብሎት ብምምዳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 26, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ፅገና ጋራጅን ስራሕቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ፍረወይኒ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ናይ ተምሃሮ ዴስክ ወምበር ጠረጴዛ ሸልፍን ተሽከርካሪ ወንበር፡ ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 6, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 6, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቀለብ እንስሳን ፡መሳርሕታት ህንፃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/