ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሽራሮ ነቲ ኮሌጅ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሀለቅትን ቀወምትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሕታት ፅሕፈት: አቁሑት ህንፃ: አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት ፅሬት: ሰፔር ፓርት: ሕትመትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 1, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 1, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 6, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ሕዳር 6, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ሞተር ሳየክል ጎማን ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 30, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 30, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2010 በጀት ዓመት ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒት : ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት) : ፅሕፈት መሳርሒ : ከሚካላት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 1, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 1, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት (ኤሌክትሮኒክስ) ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2010 ንሕክምና ናዉቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲና ንዝለዉ መምህራንን ሰራሕተኛታትና ጋዉንን ደምቢ ክዳንን ከስፍየሎም ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 25, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 25, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

Ethio Telcome invites all interested and Eligible bidders for the procurement of construction of Guard house Dry Latrine & fence work at Almata, Gerjele and Merewa sites , Maintenance work at Edaga-arbi and Battery roof maintenance work at wukro maray sites

  • Posted Date: Saturday 28th, October 2017 12:00 am (over 8 years ago)
  • Closing Date: Friday 03rd, November 2017 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 03rd of November 2017 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category House & Building Construction/

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት 2010 ዓም 1ይ ዙር ጨረታ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ማለት እዉን ትቦን መገጣጠሚን መሳርሒ ቴክኒክ:መሳርሒ ህንፃ : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡወን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክል ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 1, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 1, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/