ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 20, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ናይ ወርክሾፕ ንብረታት ናይ ቁንጅና ሳሎን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንፅዉዑ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 19, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ መከና ጎማ :ናይ መኪና ስፔር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 19, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ላፕቶፕ ካምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ዘገልግል ፈርኒቸር :ፍራናሽ: መተርኣስን ኮበርታን ብጨረታ አወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ሕትመት ፊደል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት: ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍን አቁሑት :ናይ መኪና ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒኢ ጂኣይ ትቦ መገጣጠሚ :ክሎሪን ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ :ናይ ቶዮታ መኪናን ተቪኤስ ሞተር ሳይክልን ጎማን ባትርን: አቁሑት ፅሬትን: መለዋወጢ አቁሑት ኤለክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ነሓሰ 30, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: ሶኒ ነሓሰ 30, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን መሳርሒ ፅሕፈት ፣አቁሑት ፅሬት: መሳርሒ ሕትመት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ ኮምፒተራት ተዛምድቲ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሮብ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጳጉሜን 1, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጳጉሜን 1, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/