ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ንብረትን ጎማ መኪናን ምስ ካላማደሪኡ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር : ንዜብራ ዝከዉን ቀለም : ካርታመን : መጋረጃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

Tigray national state of water resource bureau now invites sealed bids from qualified eligible bidders for the procurement of Drilling and pumping test of four deep wells located at south Eastern zone of Tigray

  • Posted Date: Tuesday 01st, November 2016 12:00 am (over 9 years ago)
  • Closing Date: Monday 28th, November 2016 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 28th of November 2016 12:00 am
  • Bid Bond: 40,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category Water Works Construction/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 6, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 6, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የሰቲት ሁመራ ዉሃና ፍሳሽ ጽቤት ከዚህ በታች የተዘረዘሩ ንብረቶች በግልጽ ጨረታ ማስታወቂያ አወዳድሮ ኮምፒተር: የዉሃ ማጣሪያ :ክሎሪን :የተለያዩ ቱቦዎች: ስፔር ፓርት: የጽሕፈት መሳሪያ :የኤለክትሪክ ዕቃዎች :ቢል ሶፍትዌርና ጂፒኤሰ ሞባይል ሪዲንግ :ኮምፒተሮችና ፕሪንተሮች እና ሌሎች ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ጥቅምት 22, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 30, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: አዲስ አባባ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 30, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ጥዕና ሎት 1 : ፅሕፈት መሳርሒ ደቀቅቲ ናዉትን : ሎት 2 ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ን 2009 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሰንበት ጥቅምቲ 20, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 6, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 6, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/