ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ መፃረይ ሓሸዋ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 19, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኽዝን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ SLMB በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሴ ናይ መስኖ ካናል አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 5, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 5, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዩ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ : ናይ ማይ ኣቀሑት ትቦታት መገጣጠምን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 6, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 6, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት ብሮድካስት መቀበሊን መረከብን ኣቅሑት :መሳርሒ ህንፃ :ኣቅሑት ፅሬት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ፈርኒቸር :ፍሬጅ: ኢሉዉን እታወታት ምግብን ሻሂን ክበብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ዘገልግሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 29, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 29, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2,500.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 200 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ ንብረት ብ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2010 5:00 Morning (closed)
  • Location: እንትጮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2010 5:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ በጀት ዓመት 2010 ዓም ናይ ፅሬት አቁሑት :ኤለክትሮኒክስ አቁሑት :ህንፃ መሳርሒ :መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ክዳን ሰፋይት :ናይ ጀነሬተር አቁሑት: መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 4, 2010 5:00 Morning (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 4, 2010 5:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተጠቀሰ ንብረት ክልተ ናይ ትራክተር ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 5, 2010 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 5, 2010 3:00 Morning
  • Bid Bond: 4,500.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/