ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ስራሕቲ ሕትመት/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::

  • Posted Date: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/

ንኻልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ መስታዎትን ብረትን ጨረታ ቤት ምክሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ናይ መስታዋትን ብረትን ብጨረታ ኣወዳደዲሩ ክሸይጥይደሊ :: 1 ናይ ገፅ መስታዎት 2 ልሙፅ መስትዋትን 3 LT ብረትን እንትኮን ዝርዝር ሐበሬታ እቶም ክሸጦም ዝደሊ መስትዋትን ብረትን ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርካብ ይካኣል እዩ:: ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠ

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል / ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳረሒ : ፅሬት ኣቑሑት: ሕትመትን : ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዘሐለፎ ንህቢ ሽምዒ: ባዶተረሽዋ : ባዶ ካሻ: ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሐፂንን : ጎማ ሞተር ሳይክልን ካእልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ::

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ኮንስትራክሽን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ የሠራተኞቹ ደምብ ልብስና ጫማ አወዳድሮ ማግዛት ይፈልጋል::

  • Posted Date: ቀዳሜ ታኅሣሥ 4, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ቀዳሜ ታኅሣሥ 11, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ማክሰኞ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ሕርሻ/ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል / ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ንምርምር ስራሕቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻን ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ብመደባኛን ምርምር ስርፀትን በጃት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

መቐለ ሆስፒታል ናይ ሰብ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Bid Type: Open Bid
  • Tender Category ናይ ሕክምና ኣቁሑት/