ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ ዓመት 2010 በጀት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበር ኣዳራሽ ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 20, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : ጠረጰዛታት : ስራሕቲ ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሕፈት ዝኣመሳሰሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 21, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: መጋቢት 21, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንኤሌክትሮኒከስ 5000 ቅርሺ ንሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ ንኣቅሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ነስራሕቲ ሕተመት 3000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓም ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ደንቢ ክዳን: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ን ህንፃ : ፅገና ኤሌክትሪክን : ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ዝትፈላለዩ :መሳርሒ ፅሬት : ዝተፈላለዩመሳርሒ ሕትመትን ዝተፈላለዩ መጣዓዓምቲ ምግብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2010 3:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2010 3:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የሲቪል ኢንጂነሪንግ የላብራቶሪ እቃዎች፣ የዎርክሾፕና የላራቶሪ ዕቃዎች፣ የመኪና ሞተር ዘይት እና ቅባቶች፣ የተለያዩ የመኪና ጎማ እና ካላመነዳሪ፣ Textile laboratory equipment፣ የድንች መላጫ ማሽን፣ የሳር ማጨጃ እና የፅዳት ማሽን፣ Duplicator Machines, Automotive laboratory equipment, የተለያዩ ደንብ ልብሶች እና ጫማዎች፣ የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች፣ የኔትወርክ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2010 2:59 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2010 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 19, 2010 2:59 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 19, 2010 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም መስመር ማይን መገጣጠምቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ከምእዉን ንዉሽጣ ዉሽጢ መንገዲ ዝተዳለወ ሓመድ ከጎዓዕዝ ከበትንን ብማይ ከደግድግን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 13, 2010 5:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ጉዶም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 13, 2010 8:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ምርኣይ ዝተስኣኖም ቤት ትምህርቲ 2010 ዓም ናይ ተምሃሮን ክዳን ብጨረታ ኣጫሪትና ክገዝእ ስለዝደለና ነዛም ዝስዕቡ ተማሉኡ ወይም ትካል ክትጫረቱ ትክእሉ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 13, 2010 7:59 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 13, 2010 8:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክተሪክ ማለት እዉን : ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ ብሬከር ኬብልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 19, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 19, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ንዝሐለፎ ዴስክ ወንበር ስብርባር: ላፕቶፕ : ሰርናይ : ፕሪንተር: ኮምፒተር : ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ካለኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንሽየጥ ንደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 13, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: መጋቢት 13, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/