ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ መቀለ አገልግሎት ዝዉዕል ኣግርጌት ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2010 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 27, 2010 3:00 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኽዝን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 5, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 5, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2009 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 5, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 5, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት 1ይዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብርት ብምድብ ሎት መቂሉ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 9, 2010 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 9, 2010 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሬት ካብ ሕጋዉያን ነገዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 8, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 8, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሓ ማእኮሎት ጎዳጉድን ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 8, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 8, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,001.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ኮሌጅ ፓሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ : ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትርክሽን ስግግር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኣይትን ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ተጨጫረቲ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 5, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 5, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/