ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: ንኣቅሑት ኤ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና : ዝተፈላለዩ ጎማታትን ባትሪን መካይን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ኣብ ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ኣብ ሎት ክልተ ድማ ናውቲ ስፌት ማሽን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥሪ 7, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥሪ 7, 2010 04:15 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2010ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪን : ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 10:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 10:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት በ2009 እና በ2010 ዓም ምርት ዘመን በራሱ ማሳ ላይ ያመረተዉ 1407 ኩንታል የሚገመት ጥጥ ከፕሮጀክቱ ማይ ሁመር ሳይተ ወደ ዳንሻ የእርሻ መካናዜሽን ጥጥ ማዳመጫ ፋብሪካ በጨረታ አወዳድሮ ማጎጎዝ ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 03:00 Morning (closed)
  • Location: ወልቃይት
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 03:30 Morning
  • Bid Bond: 1%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 03:40 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረዱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን : ኣቅሑት ፅሬት ኢሊዉን ኣቅሑት ዉፅኢት ኢንዳስትሪ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 11:00 Morning (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 11:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማና ኣክሱም ዝርከብ ኣዳራሽ ኤሌክትሮኒክስ (ድምፂ ን ቪድዩን) ካብ ንበረት መቅራብ ጀሚሩ ክሳብ ተከላ ተፈቲኑ ዝርከብ ዘሎ ስራሕቲ አወዳዲሩ ዓዲጋ ክተግጥም ትደሊ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ኣቑሑት ክትዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 2, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 04:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

መቐለ ዩኒቨርስቲ የኢትዩጰያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት መቐለ ለ2010 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉል የጽሕፈት መሣሪያ ዕቃዎች : የኦፊስ ፈርኒቸር ዕቃዎች: የህንፃ መሣሪያና የዎርክ ሾፕ ዕቃዎች እና የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ታኅሣሥ 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥር 3, 2010 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥር 3, 2010 04:00 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/