ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ናይ መኪና ሞተርን ጎማን መለዋወጢ ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 19, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 19, 2011 8:45 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቑሑት ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ዓለባ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪናን ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፈላን ቤት ፍርዲ ከተማ ኮረምን ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሎት 2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት 4 ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 16, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 17, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 9, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ኤሌክትሪክ ስቲ፣ናይ ብሮድካስት (electronics) ፣ናይ ጋርመንት፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ automotive ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 16, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 16, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ሕክምና ኣቅሑት : መድሓኒታትን ኬሚካላትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 16, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 16, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝረከቡ ከይዲ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 24, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/