በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን የኣባዱላ LAN-25 እና የማህንዱራ መኪና ስፔር በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት

  • Posted Date: ሓሙስ ነሐሴ 10, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሐሴ 21, 2010 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሐሴ 22, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,500.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 10, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 22, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሮብ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 22, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር 300KVA standby Generator ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 10, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 14, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 14, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓልን : ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ : ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት : ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 22, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 22, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ መስመር ፅገና ኤሌትሪክ : ሎት ሰለስተ መስመር ፅገና ማይ : ሎት ኣርባዕተ ምቅራብ ፅሩይ ዝስተ ማይ : ሎት ሓሙሽተ ምሃብ ኣገልግሎት ፎቶ ኮፒ : ሎት ሽድሽተ ምክያድ አገልግሎት ፅገና ተሽከርከርቲ : ሎት ሸዉዓተ ሕፅበት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 22, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 22, 2010 3:31 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 22, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 22, 2010 3:31 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 24, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 24, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ አብያተ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ሙዚቃ : መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 24, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 24, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ጠቅላላ 11500 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 16, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 16, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/