ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕክምና ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ቢዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ንተማልኡ መቅረብቲ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 25, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 26, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ን2011 ዓ/ም ዝውዕል ናይ ኬምስትሪ ላባራቶሪ ኣቁሑትን ኬምካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

በቅዱስ ፍሬምናጠስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለርቀት ትምህርት ኣገልግሎት የሚውል DX2330/DX2430 ሪዞግራፊ መሽን (ዲፕሊክተር) በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ሰኞ መስከረም 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 21, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 21, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 50.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/