ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ኽዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ ጥረምረ ኣሕምልቲ ፍረምረ፣ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ፣ ዕገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ምድላው ባልትና፣ ባኒን እንጀራን ብዝተፈላለየ ምድብ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 28, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 28, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣንእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ሕትመት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ናይ ቢሮ ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ፣ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2011 5:30 Morning (closed)
  • Location: ራማ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ፈርኒቸርን ፣ ኣናእሸተይ መሳርሕታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: ወልቃይት
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግሥት የውሃ ሀብት ቢሮ የሚገኙ የውሃ ሞተሮች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ኣርብ ኅዳር 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 4, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 4, 2011 3:10 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

The Tigray Region Water Resource Bureau invites interested and eligible bidders for the shallow well drilling at different weredas of Tigray

  • Posted Date: Friday 23rd, November 2018 12:00 am (over 7 years ago)
  • Closing Date: Monday 24th, December 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 24th of December 2018 9:01 am
  • Bid Bond: Different for the different lots
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

በኢትዮጵያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን መቐለ ቅ/ፅ/ቤት መቐለ የሚገኙ የተለያዩ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ ባሉበት ሁኔታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል።

  • Posted Date: ኣርብ ኅዳር 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 21, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 21, 2011 8:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የኢትዩጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማትና ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ቤት የቤተክርስትያን ደን ልማት ፕሮጀክት የውሃ ሞተር ፓምፕ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ኣርብ ኅዳር 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 24, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 25, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካልና ዓዲ ጉዶም ጅፕሰም ፋብሪካ ንጅፕሰም መኣድን ምምራት ዝወዕል ግብኣት ንምምራት ዶዘር ብጨረታ ተካርዩ ከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ፤ ነዚ ዝሰዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 17, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 17, 2011 3:10 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ቤት ፍረዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክገዝእ ወይ ከስርሕ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 28, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ሕዳር 29, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/