ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ እንዳስርያል ማተሪያል ( ህንፃ መሰርሒ) ሓሸዋ፣ እምኒ ፣ፀፀር ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዝን ሓዊሱ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 26, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ እንዳስርያል ማተሪያል ( ህንፃ መሰርሒ) ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዝን ሓዊሱ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 26, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ያማሃ ሞተር ሳይክል ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 24, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት kayno- KN200G1/2 ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 25, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበት ትርከብ ሃይላክስ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝትፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 20, 2011 9:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 20, 2011 10:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ናይ ሕትመት ሰራሕቲ፣ ሎት 2 ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ፣ ሎት 3 ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 2, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 2, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ባይቶና መፅሓፍቲ ከሐትም ብጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 1, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 2, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/