ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዓበይቲ መካይን ፅገና ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ምቅራብ፣ ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ምሃብ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ን2011ዓ/ም ዝውዕል ናይ ኬምስትሪን ባይሎጂን ላብራቶሪ ኣቅሑትን ኬምካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 04:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመደቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ አተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትውዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት (ኣቅሑት) ማለት እዉን ምድብ 1 /loto-1/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ምድብ 2-/loto-1/ ፅሬት ኣቑሑት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 04:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 05:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ቀዋሚ ኣቅሑት ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ቀዋሚ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 08:15 Afternoon
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ቀዋሚ ኣቅሑት ውሽጢ ፍራንሽን ኣንሶላን ምንፃፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 08:15 Afternoon
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንልምዓት ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ መማያየጢ ዝውዕል በዓል 106 ገፅ 9000( ትሽዓንተ ሽሕ) ማንዋል ክተሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝቀርብ ረቋሒ እተማልኡ ኣካላት ክትጫረቱ ትዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 10:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 10:30 Afternoon
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጣውላ ፍሬም ዎርክ 4000x300x250mm ኣወዳዲሩ ብምጭራት ንምዕዳግ ስለዝደሊ-

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/