The State Council of Tigray

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 12

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደለ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

17. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

18. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::

19. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /1/ ዘለኩም::

20. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::

21. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፡ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ህተምን፣ ብምግባር ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 22/10/2018ዓ/ም ክሳብ 24/10/2018 ዓ/ም ሰዓት4.00 ክትቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትክእሉ::

22. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 24/10/2018 ዓ/ም ሰዓት4፡30ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኸፈት::

23. እቲ ዝቐርብ ኣሞፑል ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::

24. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::

25. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን::

26. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላዉ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::

27. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ኣቕሓን ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንክቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::

28. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

29. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

30. ናይ ቤት ሰሕፈተና ቲን ዕሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::

31. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትዝበር::

32. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁዕሪ ዳኞ – 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ

ተ.ቁዓይነት ንብረትፓርት ናምበርሞዴል መኪናታርጋ ቁፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብሪሂ
01Knuckle Steering LH43212-52050yaris yaris4-01247set02
02Disc Front43512-52120yaris yaris4-01247set02
03Hub Sub Assy front Axle L.H43502-52030yaris4-01247set02
04Bearing Hub L.H& RH90363-40079yaris4-01247pis04
05Mounting Brace Csinder L.H47722-52191yaris4-01247sis02
06Cslinder Assy Discbre L.H47750-52191yaris4-01247set02
07በትሪ 70 AM 12VExop ባትሪLN-1664-00873set01