ትካልና ፋብሪ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ድሕንነት መሳርሒታት ማለት እዉን ሴፍቲ ማተሪያልስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 22, 2018 3:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 22, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዝተረከበ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ዘፈር ቁጠባን ወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን : ዘይትን ቅብኣትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 4:15 Morning
  • Bid Bond: ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ 15000 ብር : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን 2000ብር :ዘይትን ቅብኣት 5000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: ናይ መኪና ጎማ 100 : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ዘይትን ቅብኣት ብነፃ
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራሃያ ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ህንፃን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 4:15 Morning
  • Bid Bond: ኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 15000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ህንፃ 2000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ እርማት ፈተና 8 ክፍሊ ብቴክኖሎጂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 8:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

The Ethiopian Evangelical Church Mekane Yesus Development and Social Services Commission - North Area Work (EECMY-DASSC-NAW) hereby re-issues an Invitation to Bid and invites eligible and qualified suppliers to submit sealed bids for the supply of sunflower edible oil and first-grade wheat flour, including transportation services

  • Posted Date: Wednesday 11th, March 2026 12:00 pm (3 months ago)
  • Closing Date: Tuesday 17th, March 2026 4:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 17th of March 2026 10:10 am
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category Food Items Supply/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንናይ ኮሌጅና መእከቢ ኣዳራሽ ፣ ናይ ላቭ ክላሳትን መሳኹትን ዝኾኑ መጋረጃታት ምስ መስፈይኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መጋረጃን ምንፃፍን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅህፈት መሳርሒ ኣቁሑ (Stationery Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 15, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ለመኖርያ አገልግሎት የሚውል ህንፃ ባለበት አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ መጋቢት 2, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 9, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 9, 2018 4:05 Morning
  • Bid Bond: 25%
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ መመላኸትቲ ቦርድታት (Sign Boards) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 10, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ ፅሕፈት-መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 4, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 4, 2018 4:15 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/