ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ከባቢ ኣይናለም ንመሰት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ከኮዕት ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋደ ክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 1,500.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይን ፈሳሲን ከተማ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘገልገሉ አረጊት ንብረት ማለት እዉን መካይን ሞተራት ጀኔተራት ብመሸጣ ከወግድ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 18, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

“ሃሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ገዛ ኣቁሑ (Comping Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃን ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ (Construaction and Agricultural Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 15, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ ዝተፈለላዩ አቀን ዘለዎ ናይ ሰራሕተኛታት ጫማን ክዳንን ንምዕዳግ ( Employees Benefits ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 18, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ላዕሊ ንምግላፅ ከምዝተሞከረ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም ብመደበኛ በጀት ናይ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ጨረታ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ጉዶም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2018 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ SPC ምድሪ ቤት ንፃፍ ንምስራሕ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 16, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/