Mums for Mums Invitation to qualified bidders for the Supply of Electronic Equipment's

  • Posted Date: Saturday 06th, December 2025 4:00 pm (3 months ago)
  • Closing Date: Tuesday 09th, December 2025 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 09th of December 2025 10:15 am
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Construction Material, Equipment and Machinery/ Pipes and Fittings & Fixtures/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካማደርያን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 03:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 03:35 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ኣብ 2018 ዓም ዘገልገሉ ንብረታት አጫረቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2018 03:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2018 03:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond: ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት ኣቅሑት 20000 : ፕሪንተር : ኮምፒተር ኣቅሑት 15000: ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000: ኣቅሐት ኤሌክትሪክ 10000: ንኣቅሑት ፅሬት 5000 : ናይ መኪና ጎማ 20000
  • Bid Document Price: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንከተምኡዝርገሐ ዝዉዕሉ ናይ ማይ ኣቅሑት ወይድማ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ኣጉላዕ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:05 Morning
  • Bid Bond: 120,000
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/