መቐለ ዩኒቨርስቲ: የፅዳት እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ የካቲት 16, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 26, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 26, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ SLMP በጀት ዝከፈለ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ ኣትክልትን ፍራምረን :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ናዉቲ ሕርሻ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ናይ እንስሳ ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 16, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 28, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: የካቲት 28, 2018 5:30 Morning
  • Bid Bond: እፅዋት ዘርኢ ኣትክልን ፍራፍረን ተጫረቲ 15100 : ኣቅሑት ቢሮን ገዛን 3100 : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍን : 3100 ንቀለብ እንስሳ 3100
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናውቲ RAM፣ SSDን USB wifi Adapterን ናይ ዲስክቶፕ ኮመፒተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 16, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 19, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 19, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፋላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ምም/ር ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና እስፔርን ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 16, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 1, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 1, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞተራት ጋራዥ ዕገና ዝተፈላለያ ናይ ነዳድን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ሰርቪስ ንምግባር ስለዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 14, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 17, 2018 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 17, 2018 4:35 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 14, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 16, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 16, 2018 6:00 Morning
  • Bid Bond: 25%
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 18, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 18, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 20, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 20, 2018 5:30 Morning
  • Bid Bond: 7,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 14, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 1, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 1, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: ህንፃ ኤሌክተሮኒክስ ንፅሕፈት መሳርሒ 500000 ቅርሺ ንጨርቂ ሲነታይዘር 300000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንአገልግሎት ዝዉዕል ናይ ደርሆ ምርባሕን ኣዕዋፍ ካብ ቃልኪዳን ስቆጣ ዲክላሪሽን ብዝረከቦ በጀት ናይ ዶሃን ዝዓይነትን ጮቃዊት 45 መዓልቲ ዝገበራ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 14, 2018 (3 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 24, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: የካቲት 24, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/