ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዝኢት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሓምለ 18, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 19, 2017 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዝፍለጣ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲ ናይ 2018 ዓ/ም : ካላውዶ ንምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሓምለ 16, 2017 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 16, 2017 10:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝህሉ ናይ መኪና መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድን ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሓምለ 13, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 13, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ግልጋሎት ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ - አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሓምለ 13, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 13, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ክፍለከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ከባቢ ጥምቀት ዝጥመቀሉ ቦታ ናብ ክ/ከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ቤት መገጃ ክ/ከተማ ኲሓ ዝነበርዎ ቢሮናይ ቢሮ አቀሑት ከጋዓዕዝ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሓምለ 15, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 15, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ትራንስፖርት ግልጋሎት/

Tigray Youth Association intends to issue an open tender for the financial performance activities of the 2017 E.C. fiscal year, with the goal of conducting an audit of annual financial performance.

  • Posted Date: Thursday 17th, July 2025 12:00 pm (11 months ago)
  • Closing Date: Monday 21st, July 2025 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 21st of July 2025 10:30 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Auditing Related/

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል 1. ናይ ፈርኒቸር ፅገና ግልጋሎት ሎት-1 2. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ሎት-2 3. ናይ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ሎት-3 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሓምለ 15, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 15, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲ ናይ ማይ መገጣጠሚ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሓምለ 16, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ዳዕሮ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 16, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 25,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/