ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 11, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: ፍረወይኒ
  • Bid Opening Date: ሰነ 11, 2017 5:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት : ሞተር ሳይክልን : ሳርፊስ ፖላር ዋተር ፓምፕ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 10, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 10, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት 10000 : ሞተር ሳይክልን 10000 : ሳርፊስ ፖላር ዋዋተር ፓምፕ 15000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ምሃብ ጠጠዉ ዘበላ መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 10, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሰነ 10, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 32,600.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ዓመት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 6, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 6, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ጉንበት 26, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 26, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሜንኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መካይን ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 2, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 3, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 4, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ሰነ 4, 2017 4:15 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት አገልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጎማ መኪና ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 13, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 14, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond: 7,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንናይ ቢሮ መካይን ናይ ፍጥነት መቀነሲ ድሕንነት ትራፊክ ገጠማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገጥም ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 6, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 6, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት(Spare parts) ' ሞተር ሳይክላትን Surface solar water pumpን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰነ 10, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሳ-ፃ-እምባ
  • Bid Opening Date: ሰነ 10, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/