ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ KFW ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ከተማታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ዕድጊት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት መስከረም 18, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 150,000.00
  • Bid Document Price: 600.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ዓርቢ ንከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ማለት እዉን ባዉዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት መስከረም 18, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ዓርቢ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 1,500.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

HELVETAS Swiss Intercooperation would like to Procured Vegetable Seeds project sites.

  • Posted Date: Friday 26th, September 2025 12:00 pm (10 months ago)
  • Closing Date: Friday 10th, October 2025 3:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 10th of October 2025 3:30 pm
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category Agricultural Services/ Agricultural Raw Material/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ንናይ ማእከል ምርምር ሽረ ማይ ፀብሪ ሲት ላብራቶሪ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግን ጣዉላ ማዕፆ ብዝወፀ ዲዛይን መሰረት ስራሕቲ ምስ ትራንስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብ ከባቢ 350 በዝሒ ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላት ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2018 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ንዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝውዕል PVC Card ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ደሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ ስፔር ፓርቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 21, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 21, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መቐለ ዩኒቨርስቲ የወርክሾፕ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 (10 months ago)
  • Closing Date: መስከረም 17, 2018 9:39 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 17, 2018 9:40 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/