የትግራይ ብሓራዊ ከልላዊ መንግስት ጤና ቢሮ የተለያዩ የሰዉ መድኃኒት ፣ኬሚካል እንዲሁም ፣የህክምና መገልገያ መሣሪያዎች፣ አና ሞተር ሳይክል በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ በዚሁ ጨረታ ለመሳተፍ የሚፈልግ ሕጋዊ ንግድ ፈቃድ ያላቸዉ ተጫራቾች ይጋብዛል

  • Posted Date: ማክሰኞ የካቲት 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 14, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 14, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት ካብ ናይ በጀት ዓመትን ካብ ናይ ሴፍትኔት በጀትን ብግልፂ ጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: የካቲት 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረትን ግልጋሎትን ማለት እዉን ህንፃ መሳርሒ፣ ኤለክትሮኒክስ ፣መፅሓፍት ፣ግልጋሎት ግሪነር ዕድጊት ንምፍፃም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት መፅሓፍ GTP2 ክልልና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 28, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ንመስራቤት ንዝህነፅ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ቢሮ ኣቁሑ(General Material) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 8, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 8, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሰብ መድሓኒትን ሕክምና ናዉቲን ንላብራቶሪ ሪኤጀንት ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 10, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 8,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ዕቃዎች ማለትም

  • Posted Date: ኣርብ ጥር 27, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 15, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/