ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬት ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓድዋ ማእከል ቤት ህንፀት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ህንፀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ: መሳርሕታት ፅሕፈትን: ካልኦት ሀለቅቲ አቁሑትን :ናይ ፅሬት አቁሑትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 11, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 11, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ፣ፍላድ ሞልድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 10, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 10, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል መቀለ ዝተፈላለዩ ናይ ሰብ መድሓኒት: ናዉቲ ሕክምናን: አቁሑት Laboratory Reagent ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኦፍላ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንከተማ ልምዓት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ጉሓፍን ግሪነርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ኩሓ ሆስፒታል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወደደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 3, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 3, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ /ናይኤሌክትሪክ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/