ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ ኢንዳስትርያል ማተርያል፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸር ምቅራብን ምስራሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት መጋቢት 11, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: ሰንበት መጋቢት 11, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 19, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 19, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 40.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኦፊስ ፈርኒቸራትን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ (ወንበር ስቱል ወዘተ) :ናይ ሕተመት ስራሕቲ :መኪና ፅገና : ግልጋሎት ቢያጆ ምጉዓዝን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መኖን ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህናፃ መሳርሒን ሞተር ሳይክል ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን የህንፃ መሳሪያ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልጉ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናቹሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኣርብ መጋቢት 16, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኣርብ መጋቢት 16, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/