ለ11ኛ ክ/ጦር ግዥ ዴስክ ለሠራዊት መጠለል ስራ አገልግሎት የሚዉል ማተርያሎች ማለትም አሸዋ ጠጠር እንዲሁም በህንፃ መሰርያ አቅራቢ ድርጅት የሚቀርብ ማተርያሎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ የካቲት 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መፅሄትን ዝተፈላለዩ ፎርማታት አጫሪቱ ክሕትም ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 12, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 12, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህንፃ መስርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 12, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 12, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዕዳጋ ዓርቢ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 19, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 19, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 29, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኮምፒተር አክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 28, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 13, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 13, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ፅሬት፡ መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 28, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 06:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/