ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ናዉቲ ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ : መድሓኒትን እንስሳን :መሳርሒ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ :መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2010 3:50 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሃገር ለከ ምርሃ ግብሪ ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 10, 2010 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 10, 2010 2:31 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሓፂር ስልጠናን ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 13, 2010 5:00 Morning (closed)
  • Location: እንትጮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 13, 2010 5:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

SNV invites competent contractors for construction of water system in 5 school and communities of Mereb Leke, Kola Temben and Laelay Maichew woredas of Tigray Region

  • Posted Date: Tuesday 06th, March 2018 4:32 pm (over 8 years ago)
  • Closing Date: Thursday 15th, March 2018 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 15th of March 2018 9:30 am
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category House & Building Construction/ Water Works Construction/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ኣዲያባ SDGB በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ህንፀት መስኖን ካልኦትን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 4, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: ላዕላይ አድያቦ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 4, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

የኣላማጣ ከተማ ንግድና ዘርፍ ማህበራት ምክር ቤት ለአባላቶቱ አገልግሎት የሚሰጥበት የICT ማእከል ለማቋቋም በእንቅስቃሴ የሚገኘ ሲሆን ለዚሁ የኣይስቲ ማእከል አገልግሎት የሚዉሉ የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች በግልፅ ጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ የካቲት 26, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 4, 2010 3:00 Morning (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 4, 2010 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ በጅት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 26, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስተራክሽን እታወታትን ናይ ኤሌክትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 26, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 2, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 2, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ቴንዲኖ ቁፅሪ 8:10 :16 :20: 26 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 5, 2010 3:58 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 5, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ን 2010 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 24, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 6, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ጉዶም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 6, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/