ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 18, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 18, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኣቅሑት ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝገዝእዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 19, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 19, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሰሜን ጥዕና ጣበያ ካብ ትካልና ዝተፈላለዩ ቐወምቲ ንብረታት ዝኣከብናዩም ብጨረታ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ንደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣብ ቀዳማይ ግልፂ ጨረታ ዝተፈላለዩ ምክንያታት ከይተገዝኡ ተሪፎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዕድጊታት 2ይ ንምጭራትን ከምኡ ድማ ካለኦት ተወሰክቲ ዕድጊታት ንምፍፃምን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጪ ኣቅሑትን ናይ እንስሳት መኖ ዘርእን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 25, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ጉሎመከዳ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Office Furniture) ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2010 በጀት ዓመት 1ይዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብምድብ መቂሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ዩኒቨርስቲ ጤና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር ኮምፕሬሄኒሲቭ እስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ለ2010 በጀት ዓመት አገልገሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን እቃዎች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ ታኅሣሥ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 14, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 14, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣብነት ፋርጎ ማሽን: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪን: ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 7,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ፅህፈት መሳረሒ ኣቅሑ (Different Staionery)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/