ፕሮጀክታችን መቀሌ ባለ ሦስት ኮከብ ሆቴል የWire Mesh (የጋብዩን አጥር) ስራ ማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ የካቲት 21, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 27, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 27, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቀለ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዮ አቁሑት ክእዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2010 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ዕጥቂ ስፖርት ሰፔር ፓርት ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2010 3:30 Morning (closed)
  • Location: ማይ ፀብሪ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 11, 2010 3:45 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን: ፈርኒቸርን :ኤለክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 30, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: የካቲት 30, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 4, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 4, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ መትረብ ወይዉን ካናል መስኖ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 5, 2010 4:00 Morning (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 5, 2010 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢማተሪያል :ፅሕፈት መሳርሒ ብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 22, 2010 5:00 Morning (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: የካቲት 22, 2010 5:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 6, 2010 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2010 9:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዝተፈላለዮ ናይ መስኖ ስትራክቸር ዝስርሑ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋቤን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (over 8 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 30, 2010 8:00 Morning (closed)
  • Location: ኣሕፈሮም
  • Bid Opening Date: የካቲት 30, 2010 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/